SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ እስራኤል ኣብ ትሕቲ ጽንኩር ዝኾነ ናብራ፡ እቶም ህጻናት መንነቶም ተሃኒጹ ተፈተውትን በላሕትን ክኾኑ ንሕግዞም” ኣካየድቲ

Abugida Eritrean community school
Abugida Eritrean community school Source: Facebook

ኣብ ከተማ ቴል ኣቪቭ፡ እስራኤል፡ ዝተኸፍተ አቡጊዳ ቤት ትምህርቲ ኮሙኒቲ ኤርትራውያን አብኡ ዝውለዱ ህጻናትን ዓበይትን ቋንቋን ባህልን መበቆል ዓዶም ዝመሃርሉን ዝዕቅብሉን፡ ከምኡውን ቋንቋ ሂብሪው ዝመሃርሉን ዘመሓይሽሉን መንገዲ ንምፍጣርን ወለዶም ምስኦም ክረዳድእሉ ዝኽእሉ ፍልጠት ንምቕሳምን ይሕግዝ። መማህራንን ኣካየድትን ናይቲ ቤት ትምህርቲ ምስ ዝኾኑ አቶ ይከአሎ ከሰተ ካብ አሜሪካን፡ ዲያቆን ጠዓመ በርሀ ካብ ተልኣቪቭን ንሓፈሻዊ ንጥፈታትን ብድሆታትን እቲ ቤት ትምህርቲ ብዝምልከት የዋግዑና።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ከተማ ቴል ኣቪቭ፡ እስራኤል፡ ዝተኸፍተ አቡጊዳ ቤት ትምህርቲ ኮሙኒቲ ኤርትራውያን አብኡ ዝውለዱ ህጻናትን ዓበይትን ቋንቋን ባህልን መበቆል ዓዶም ዝመሃርሉን ዝዕቅብሉን፡ ከምኡውን ቋንቋ ሂብሪው ዝመሃርሉን ዘመሓይሽሉን መንገዲ ንምፍጣርን ወለዶም ምስኦም ክረዳድእሉ ዝኽእሉ ፍልጠት ንምቕሳምን ይሕግዝ። መማህራንን ኣካየድትን ናይቲ ቤት ትምህርቲ ምስ ዝኾኑ አቶ ይከአሎ ከሰተ ካብ አሜሪካን፡ ዲያቆን ጠዓመ በርሀ ካብ ተልኣቪቭን ንሓፈሻዊ ንጥፈታትን ብድሆታትን እቲ ቤት ትምህርቲ ብዝምልከት የዋግዑና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now