SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ጀርመን መጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብናህሪ ወሲኾም

Syrian refugees arriving in Germany last year
Syrian refugees arriving in Germany last year Source: AAP

ወሰኽ ቁጽሪ ገበናት ጽልኢ ዘበገሶም መጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ጀርመን ይርአሎ። ኣብ 2016 ልዕሊ 3500 መጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ተሰደድቲ ውልቀሰባትን መንበሪ ኣባይቶምን ከምዝተፈጸሙ የርእዩ። እዚ ቅልጡፍ ወሰኽ ዘርኢ ኮይኑ ጉጅለታት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት መንግስቲ ጀርመን ማሕበረሰባት ተሰደድቲ ክከላኸል ዝያዳ ክሰርሕ መጸዋዕታ የቕርባለዋ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወሰኽ ቁጽሪ ገበናት ጽልኢ ዘበገሶም መጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ጀርመን ይርአሎ። ኣብ 2016 ልዕሊ 3500 መጥቃዕትታት ኣብ ልዕሊ ተሰደድቲ ውልቀሰባትን መንበሪ ኣባይቶምን ከምዝተፈጸሙ የርእዩ። እዚ ቅልጡፍ ወሰኽ ዘርኢ ኮይኑ ጉጅለታት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት መንግስቲ ጀርመን ማሕበረሰባት ተሰደድቲ ክከላኸል ዝያዳ ክሰርሕ መጸዋዕታ የቕርባለዋ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now