SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ ስፖርት ዝተመስረተ ዕርክነት፡ ምሕዝነታዊ መርበብን ጥዕና ዘለዎ’ዩ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ስፖርተኛ ሰላማዊ ሰብ’ዩ፡ ኣፍቃሪ ሰብ’ዩ።”

Ibrahim Hajj
Ibrahim Hajj Source: Facebook

ኣብ ኣውስትራልያ ኣቦ ወንበር ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣቶ ኢብራሂም ሓጅ ንንጥፈታት እቲ ማሕበረሰብ ብፍላይ ኣብ መደባት ስፖርት መንእሰያትን ህጻናትን፡ መጻኢ መደባትን ብድሆታትን ዝምልከት ምስ SBS ትግርኛ ዘካየዶ ዕላል

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራልያ ኣቦ ወንበር ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣቶ ኢብራሂም ሓጅ ንንጥፈታት እቲ ማሕበረሰብ ብፍላይ ኣብ መደባት ስፖርት መንእሰያትን ህጻናትን፡ መጻኢ መደባትን ብድሆታትን ዝምልከት ምስ SBS ትግርኛ ዘካየዶ ዕላል

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now