Source: Abrham Afewerkፊደል ሰራዊት ኣብ ከተማ መቐለ ንመበል 49 ዝኽሪ ልደት ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዘዳለዎ መደብ መንእሰያት መቐለ ን ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፍቕሮምን ናፍቖቶምን ዝገለጽሉ እዋን እዩ። እዚ መደብ ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት ቀሪቡ’ኳ እንተነበረ፡ ኣብዚ ሰሙን ዝዝከር ዘሎ መበል 13 ዓመት ሕልፈት ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምኽንያት ብምግባር ዳግም ቀሪቡ ኣሎ።
ፊደል ሰራዊት ኣብ ከተማ መቐለ ንመበል 49 ዝኽሪ ልደት ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዘዳለዎ መደብ መንእሰያት መቐለ ን ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፍቕሮምን ናፍቖቶምን ዝገለጽሉ እዋን እዩ። እዚ መደብ ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት ቀሪቡ’ኳ እንተነበረ፡ ኣብዚ ሰሙን ዝዝከር ዘሎ መበል 13 ዓመት ሕልፈት ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምኽንያት ብምግባር ዳግም ቀሪቡ ኣሎ።