Archbishop-elect Peter Comensoli (left) is seen during a mass to officially replace the retiring Archbishop of Melbourne, Denis Hart. Source: AAPንቖልዓ ብግብረ ስጋ ዓሚጸ ኢሉ ኣብ ቅድመይ ዝተናዘዘ ሰብ፡ ናብ ፖሊስ ከይድ ካብዝነግረሉ ክእሰር እመርጽ ክብል ኣብ መልበርን ላዕለዋይ ካህን ካቶሊክ ኣረጋጊጹ። ብ 14 ነሓሰ ዝጸደቐ ሓዲሽ ናይ ቪክቶሪያ ሕጊ፡ መንፈሳዊያንን ናይ ሃይማኖት መራሕቲን ብዛዕባ ግብረስጋዊ ዓመጽ ቆልዑ ንመንግስቲ ሪፖርት ክገብሩ የገድድ።
ንቖልዓ ብግብረ ስጋ ዓሚጸ ኢሉ ኣብ ቅድመይ ዝተናዘዘ ሰብ፡ ናብ ፖሊስ ከይድ ካብዝነግረሉ ክእሰር እመርጽ ክብል ኣብ መልበርን ላዕለዋይ ካህን ካቶሊክ ኣረጋጊጹ። ብ 14 ነሓሰ ዝጸደቐ ሓዲሽ ናይ ቪክቶሪያ ሕጊ፡ መንፈሳዊያንን ናይ ሃይማኖት መራሕቲን ብዛዕባ ግብረስጋዊ ዓመጽ ቆልዑ ንመንግስቲ ሪፖርት ክገብሩ የገድድ።