Source: Soka25eastሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/07/2020) ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ (ካፍ) ካሜሩን ግጥማት ቻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኣፍሪቃ ከተአንግድ ምዃና ክሳብ ሕጂ መልሲ ስለዘይሃበት እቶም ናይ መወዳእታ ዙር ግጥማት ናይ’ዚ ዓመት ክካየዱ ምዃኖም ርግጸኛ ኣይኮንኩን ኢሉ፡ ብኻልእ ወገን ካፍ ዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ደቀንስትዮ ት20 መንእሰያት ዝካየደሎም ዕለታት ኣፍሊጡ፡ ቅድድም ብሽግለታ ብጸዓዱ ተቐዳደምቲ ምዕብላሉ ቀጻሊ ስክፍታታት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ብዙሕነት ተቐዳደምቲ ከውሕስ ዝኽእል ምቅይያራት ከተኣታቱ መጸዋዕታታት ይቐርቡ ኣለው
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/07/2020) ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ (ካፍ) ካሜሩን ግጥማት ቻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኣፍሪቃ ከተአንግድ ምዃና ክሳብ ሕጂ መልሲ ስለዘይሃበት እቶም ናይ መወዳእታ ዙር ግጥማት ናይ’ዚ ዓመት ክካየዱ ምዃኖም ርግጸኛ ኣይኮንኩን ኢሉ፡ ብኻልእ ወገን ካፍ ዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ደቀንስትዮ ት20 መንእሰያት ዝካየደሎም ዕለታት ኣፍሊጡ፡ ቅድድም ብሽግለታ ብጸዓዱ ተቐዳደምቲ ምዕብላሉ ቀጻሊ ስክፍታታት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ብዙሕነት ተቐዳደምቲ ከውሕስ ዝኽእል ምቅይያራት ከተኣታቱ መጸዋዕታታት ይቐርቡ ኣለው