SKIP TO MAIN CONTENT

"እቶም ዶብ ምስተኸፍተ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ናብ ዓሰብ ካብ ዝተመልሱ ብዙሓት ተአሲሮም ኣለዉ" ኣፋረንሲስ

Interview Tigrinya
Source: Dan Conell

ናብ ዓሰብ ዘምርሕ ዶብ መገዲ ቡሬ ተኸፊቱ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ እዋን ተዓጽዩ ከምዘሎ ይፍለጥ። ኣብቲ ተኸፊትሉ ዝነበረ እዋን ህዝቢን ንብረትን ካብን ናብን ክመሓላለፍ ጸኒሑ። ኣብቲ እቲ ዶብ ተኸፊትሉ ዝነበረ እዋን ብዙሓት ካብ ኤርትራ ናብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ መዓስከራት ስደተኛ ከምዝተመዝገቡ፡ ድሕሪ ምኽፋት ዶብ ኢትዮጵያ በጺሖም ናብ ዓሰብ ዝኸዱ ድማ ማእሰርቲ ከምዘጋጠሞም፡ ኣብቲ ከባቢ ንህዝቢ ኤርትራዊያን ዓፈር ዝጣበቕ ኢብራሂም ኣሕመድ (አፋረንሲስ) ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናብ ዓሰብ ዘምርሕ ዶብ መገዲ ቡሬ ተኸፊቱ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ እዋን ተዓጽዩ ከምዘሎ ይፍለጥ። ኣብቲ ተኸፊትሉ ዝነበረ እዋን ህዝቢን ንብረትን ካብን ናብን ክመሓላለፍ ጸኒሑ። ኣብቲ እቲ ዶብ ተኸፊትሉ ዝነበረ እዋን ብዙሓት ካብ ኤርትራ ናብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ መዓስከራት ስደተኛ ከምዝተመዝገቡ፡ ድሕሪ ምኽፋት ዶብ ኢትዮጵያ በጺሖም ናብ ዓሰብ ዝኸዱ ድማ ማእሰርቲ ከምዘጋጠሞም፡ ኣብቲ ከባቢ ንህዝቢ ኤርትራዊያን ዓፈር ዝጣበቕ ኢብራሂም ኣሕመድ (አፋረንሲስ) ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now