ዑደት ሰብ መዚ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ፡ ንግብጻዊያን ኣቖጢዕዎም፡፣ ርክብን ስምምዓትን መራሕቲ ግብጺን ጂቡቲን ኣብ ካይሮ:: ገለ ግብጻዊያን ትካላት ንተቓወምቲ ኢትዮጵያ ስለዝድግፋ ዘለዋ መንግስቲ ግብጺ ደው ከብለን ሚኒስተር ወጻኢ ኢትዮጵያ ጸዊዑ:: 154 የመናዊያን ገፈፍቲ ዓሳ ካብ ኤርትራ ተፈቲሖም ተባሂሉ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends