ኣመሪካ ምስ ኤርትራ ወተሃደራዊ ዝምድና ክትጅምር ሓደ ኣባል ኮንግረስ ኣመሪካ ጸዊዑ።ኣብ ርዋንዳ ዝተገብረ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ፖል ካጋመ ብ 99 ሚእታዊ ድምጺ ስልጣን መሪሕነቱ ዳግም ኣደልዲሉ።መራሒ ደቡብ ኣፍሪቃ ጃኮብ ዙማ ብዝፍጽሞ ብልሽውና ካብስልጣኑ ንም እላይ ዝተገብረ ናይ ፓርላማ ሕቡ እ ምሃብ ድምጺ ንስክላ ድሒኑ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends