SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (26 ሓምለ 2017) SBS Tigrinya

Musie Veni (AAP)
Musie Veni (AAP) Source: Musie Veni (AAP)

ቻይና ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ምስሕሓብ ዶብ ክሽምግልየ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊትውን ክሰድድ እየ ትብል።ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ዘይሕጋዊያን ሰራሕተኛታት ካብታ ሃገር ብህጹጽ ክወጹ ጻዊዒት ቀሪቡ። እቲ ካልእ ኣማራጺ ግና እቶም 400 ሺሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ብመንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ማእሰርትን መግፋዕቲን እዩ ክጽበዮም።ፕረሲደንት ኡጋንዳ ንምዃን ዝግድብ ናይ ዕድመ ክልል ካብቲ ሕገመንግስቲ ከይፈሓቕ ክርክር ጀሚሩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቻይና ኣብ መንጎ ኤርትራን ጂቡቲን ዘሎ ምስሕሓብ ዶብ ክሽምግልየ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊትውን ክሰድድ እየ ትብል።ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ዘይሕጋዊያን ሰራሕተኛታት ካብታ ሃገር ብህጹጽ ክወጹ ጻዊዒት ቀሪቡ። እቲ ካልእ ኣማራጺ ግና እቶም 400 ሺሕ ዝኾኑ ኢትዮጵያዊያን ብመንግስቲ ሱዕዲ ዓረብ ማእሰርትን መግፋዕቲን እዩ ክጽበዮም።ፕረሲደንት ኡጋንዳ ንምዃን ዝግድብ ናይ ዕድመ ክልል ካብቲ ሕገመንግስቲ ከይፈሓቕ ክርክር ጀሚሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now