SKIP TO MAIN CONTENT

ውጽኢት መርመራ ፖሊስ ብዛዕባ መዋቲ ሚካኤል ኣታክልቲ ፡ ንወለዱን ኣፍሪቃዊ ማ/ሰብን የቖጥዕ

Getachew Seyoum at Maribynong River SBS
Getachew Seyoum at Maribynong River SBS Source: Getachew Seyoum at Maribynong River SBS

ብዛዕባ ኣብ 2011 ሞይቱ ዝተረኽበ ኢትዮጵያዊ ኣውስትራሊያዊ መንእሰይ ክምርምር ዝጸንሐ ፖሊስ ቭክቶሪያ፡ ምስሞት እቲ መንእሰይ ዝተኣሳሰር ዝኾነ ዘጠርጥር መርትዖ ከምዘይረኸበ ኣፍሊጡ። እዚ ውጽ ኢት ንወለዲ እቲ መዋቲን ኣባላት ማሕበረሰብ ኣፍሪቃን ኣቖጢዑ ይርከብ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዛዕባ ኣብ 2011 ሞይቱ ዝተረኽበ ኢትዮጵያዊ ኣውስትራሊያዊ መንእሰይ ክምርምር ዝጸንሐ ፖሊስ ቭክቶሪያ፡ ምስሞት እቲ መንእሰይ ዝተኣሳሰር ዝኾነ ዘጠርጥር መርትዖ ከምዘይረኸበ ኣፍሊጡ። እዚ ውጽ ኢት ንወለዲ እቲ መዋቲን ኣባላት ማሕበረሰብ ኣፍሪቃን ኣቖጢዑ ይርከብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now