SKIP TO MAIN CONTENT

ኣገልግሎት ክንክን ንኣረጋዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ

Elderly couple/Getty Images
Elderly couple/Getty Images Source: Elderly couple/Getty Images

ብዝሒ ዝኣረጉ ወይ ዝሸምገሉ ህዝቢ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኣገልግሎት ግቡእ ክንክን ምሃብ ኣዚዩ ዘድልየሉ ዘሎ ኣገዳሲ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ብዙሓት ሰባት ን ኣረጋዊያን ዝወሃብ ኣገልግሎት ከምዘሎ ኣይርድኡን ሓደው ድማ ከመይ ገይርካ ነዚ ኣገልግሎት ከምዝርከብ ኣይፈልጡን እዮም። ስለዚ ኣብ ዕድመ እርግና እትርከቡ ሰባት ወይ ኣለይቶም ነዚ ኣገልግሎት ንምፍላጥን ብከመይ ተረባሕቲ እዚ ኣገልግሎት ከምትኾኑ ንምፍላጥ ነዚ ዝስዕብ መደብ ክትከታተሉ ንዕድም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዝሒ ዝኣረጉ ወይ ዝሸምገሉ ህዝቢ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኣገልግሎት ግቡእ ክንክን ምሃብ ኣዚዩ ዘድልየሉ ዘሎ ኣገዳሲ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። ብዙሓት ሰባት ን ኣረጋዊያን ዝወሃብ ኣገልግሎት ከምዘሎ ኣይርድኡን ሓደው ድማ ከመይ ገይርካ ነዚ ኣገልግሎት ከምዝርከብ ኣይፈልጡን እዮም። ስለዚ ኣብ ዕድመ እርግና እትርከቡ ሰባት ወይ ኣለይቶም ነዚ ኣገልግሎት ንምፍላጥን ብከመይ ተረባሕቲ እዚ ኣገልግሎት ከምትኾኑ ንምፍላጥ ነዚ ዝስዕብ መደብ ክትከታተሉ ንዕድም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now