Australian beer Carlton Draft at a bar on International Beer Day in Melbourne, Source: AAPብዛዕባ ሓደ ሰብ መዓልታዊ ክሰትዮ ዝግባእ መጠን አልኮላዊ መስተ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝምልከት መምርሒ፡ ማእከል ምርምር ጥዕናን ሕክምናን ከሊስዎ። እቲ ማእከል ብገምጋም 80 ሚእታዊ እኹላት ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ኣልኮላዊ መስተ ይሰትዩ፡ እቶም ብዝሒ ኣልኮል ዝሰትዩ ልዕሊ 60 ሚእታዊ ናይ ጥዕና ጸገም የጋጥሞም።
ብዛዕባ ሓደ ሰብ መዓልታዊ ክሰትዮ ዝግባእ መጠን አልኮላዊ መስተ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝምልከት መምርሒ፡ ማእከል ምርምር ጥዕናን ሕክምናን ከሊስዎ። እቲ ማእከል ብገምጋም 80 ሚእታዊ እኹላት ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ኣልኮላዊ መስተ ይሰትዩ፡ እቶም ብዝሒ ኣልኮል ዝሰትዩ ልዕሊ 60 ሚእታዊ ናይ ጥዕና ጸገም የጋጥሞም።