SKIP TO MAIN CONTENT

ቪድዮ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ጀርዲን ማሪዋና የፈድሕ፤ ምሕላፍ ኢትዮጵያን ሽቶታት ኣሌክሳንደር ንሽወደንን

Alexander Isak against Faroe Islands
Source: Furia Liga

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/09/2019) ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ላቩወልታ ኢስፓኛ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ተርታታቶም የመሓይሹ፡ ጽጋቡ ኣብ መድረኽ 15 ኣካል ዝሞለቐት ጉጅለ ኮይኑ ውዒሉ፡ ኣብ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር ኢትዮጵያ ኣብ መገሻኣ ሽቶ ድሕሪ ምምዝጋባ ናብ ምድባዊ ግጥማት ሓሊፋ፡ ሶማልያን ጂቡትን ዘይትጽቢታዊ ዓወታት ከመዝግባ እንከለዋ ኤርትራ ከቢድ ግጥም ካልኣይ እግሪ ይጽበያ፡ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስፓኛ ትቐድሕ ዝነበረት ካሜራ ኣብ ናሕሲ ገዛ ተዘሪኡ ዝነበረ ተኽሊታት ማሪዋና እግረመንገዳ ብምዝርግሓ ንፖሊስ ሓጊዛ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/09/2019) ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ላቩወልታ ኢስፓኛ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ተርታታቶም የመሓይሹ፡ ጽጋቡ ኣብ መድረኽ 15 ኣካል ዝሞለቐት ጉጅለ ኮይኑ ውዒሉ፡ ኣብ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር ኢትዮጵያ ኣብ መገሻኣ ሽቶ ድሕሪ ምምዝጋባ ናብ ምድባዊ ግጥማት ሓሊፋ፡ ሶማልያን ጂቡትን ዘይትጽቢታዊ ዓወታት ከመዝግባ እንከለዋ ኤርትራ ከቢድ ግጥም ካልኣይ እግሪ ይጽበያ፡ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስፓኛ ትቐድሕ ዝነበረት ካሜራ ኣብ ናሕሲ ገዛ ተዘሪኡ ዝነበረ ተኽሊታት ማሪዋና እግረመንገዳ ብምዝርግሓ ንፖሊስ ሓጊዛ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now