SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ብቕዓት ዘደንፍዕ ንጥረነገር ዝወሰደ ሻምፒዮን ወርቁ ተመንጢሉ፡ ካልኣይ ዝነበረ ኣሮን ክፍለ ክርከባ ይኽእል'ዩ፡

Berhanu Tsegu tests positive for EPO
Source: InsidetheGames

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/10/2019) * ሰንበረ ተፈሪን ዮሚፍ ከጀልቻን ኣብ ቫለንስያ ዓወታት ኣመዝጊቦም; ጸብጻብ ውድድራት ኣትለቲክስ ቀዳመ ሰንበት፡ * ኢትዮጵያዊ ሻምፒዮን ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ብቕዓት ዘደንፍዕ ንጥረነገር ወሲዱ ድሕሪ ምእጋዱ ዓወቱ ናብ ኤርትራዊ ተዋሂቡ፡ * ኤርትራ ናብ ግጥማት ሻምፒዮና ሴካፋ ደቀንስትዮ ጋንታ ከምትልእኽ ኣፍሊጣ፡ * ደቡብ ኮርያ ደገፍታ ብኣካልን ብቴሌቪዥንን ግጥማት ሃገሮም ክዕዘቡ ብዘይምኽኣሎም ንሰሜን ኮርያ ከሲሶማ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/10/2019) * ሰንበረ ተፈሪን ዮሚፍ ከጀልቻን ኣብ ቫለንስያ ዓወታት ኣመዝጊቦም; ጸብጻብ ውድድራት ኣትለቲክስ ቀዳመ ሰንበት፡ * ኢትዮጵያዊ ሻምፒዮን ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ ብቕዓት ዘደንፍዕ ንጥረነገር ወሲዱ ድሕሪ ምእጋዱ ዓወቱ ናብ ኤርትራዊ ተዋሂቡ፡ * ኤርትራ ናብ ግጥማት ሻምፒዮና ሴካፋ ደቀንስትዮ ጋንታ ከምትልእኽ ኣፍሊጣ፡ * ደቡብ ኮርያ ደገፍታ ብኣካልን ብቴሌቪዥንን ግጥማት ሃገሮም ክዕዘቡ ብዘይምኽኣሎም ንሰሜን ኮርያ ከሲሶማ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now