Source: Allafricaኣርእስታት ዜና፡ * ርብዒ ካብ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ከቢድ ዓሌታዊ ኣድልዎ ከምዝበጽሖም ተገሊጹ፡ * ሓንቲ ኣውቶቡስ ኣብ ሓደ ዝበረደ ውሒዝ ናይ ምብራቕ ሳይበሪያ ድሕሪ ምውሓጣ 9 ተሳፈርታ ሞይቶም፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ካብ ስልጣኑ ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ፡ * ኣብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ወልስ ዝተኸስተ ባርዕ ጫካ ብዕጽፊ ወሲኹ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም፡ * ፕሬዝዳንት ናሚብያ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ፡
ኣርእስታት ዜና፡ * ርብዒ ካብ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ከቢድ ዓሌታዊ ኣድልዎ ከምዝበጽሖም ተገሊጹ፡ * ሓንቲ ኣውቶቡስ ኣብ ሓደ ዝበረደ ውሒዝ ናይ ምብራቕ ሳይበሪያ ድሕሪ ምውሓጣ 9 ተሳፈርታ ሞይቶም፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ካብ ስልጣኑ ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ፡ * ኣብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ወልስ ዝተኸስተ ባርዕ ጫካ ብዕጽፊ ወሲኹ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም፡ * ፕሬዝዳንት ናሚብያ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ፡