SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ።

Feature

መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ኣብ 2001 ንስርዓት ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ወቒስኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩን ካብ ዝተኣስርሉ መዓልቲ ኣትሒዞም ፈጺሞም ዘይተራእዩ 11 ላዕለዎት ፖለቲከኛታትን 17 ጋዜጠኛታትን, ንኽፍትሑ ጸቕጢ ንምግባር፡ Amnesty International ንመበል 18 ዓመት ማእሰርቶም ምኽንያት ብምግባር ናይ 18-መዓልታት ናይ ማሕበራዊ መዲያ ጎስጓስ ከምዝጀመረ አምነስቲ ገሊጹ።

Published

By በየነ ሰመረ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ኣብ 2001 ንስርዓት ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ወቒስኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩን ካብ ዝተኣስርሉ መዓልቲ ኣትሒዞም ፈጺሞም ዘይተራእዩ 11 ላዕለዎት ፖለቲከኛታትን 17 ጋዜጠኛታትን, ንኽፍትሑ ጸቕጢ ንምግባር፡ Amnesty International ንመበል 18 ዓመት ማእሰርቶም ምኽንያት ብምግባር ናይ 18-መዓልታት ናይ ማሕበራዊ መዲያ ጎስጓስ ከምዝጀመረ አምነስቲ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now