ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ኡጋንዳ ደሃዩ ኣጥፊኡ ዝጸንሐ ሓደ ኤርትራዊ ነጋዳይ፡ ቪዛ ናብ ጀርመን ከነውህበካ ኢና ብዝብል ካፕተይን ናይ ሰራዊትን ምስ ናይ ባንክ ሰራሕተኛታት ተሓባበርቱን ቀታሊ ምዃኑ ፖሊስ ኡጋንዳ መግለጺ ሂቡ፡ ፍጹም ተኽለኣብ ካብ ካምፓላ ብዛዕባ እቲ ኩነታት ዚያዳ መብርሂ ኣለዎ፡ እንሆ…
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends