SKIP TO MAIN CONTENT

ኣፍሪቃ ንምንታይ ብዕድመ ብዝሽምገሉ መራሕቲ ትምራሕ? መጽናዕቲ

SBS
SBS Source: SBS

ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዋ ኣህጉር እታ ብመንጽር ብዝሒ ህዝባ ዝበዝሑ ንኡስ ወሎዶ ዝነብሩላ ኣህጉር ክንሳ ዝበዝሑ ብዕድመ ዝደፍኡ መራሕቲ ዝርከቡላ ኣህጉር ምዃና ተገሊጹ። ካብቲ ልዕሊ 1,216,000,000 ዝብዝሑ ህዝቢ ኣፍሪቃ ፍርቁ ትሕቲ 19.5 ዓመት ዝዕድመኡ ከምዝኾነ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ማእከላይ ዕድመ ናይ ኩሎም ፕረዚደንትታት እታ ኣህጉር 61 ዓመት ምኳኑ እቲ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ይገልጽ። ናይቶም 10 ዝሸምገሉ ፕረዚደንቲታት ኣፍሪቃ ማእከላይ ዕድመ 79 ዓመት እዩ። እዛ ኣህጉር 460 ሚልዮን ዝኣኽሉ ካብ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝባ ትሕቲ 14 ዓመት ዝዕድመኦም ህጻናት ምኻኖም እቲ ዝተኻየደ መጽናዕቲ የመልክት።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣፍሪቃ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዋ ኣህጉር እታ ብመንጽር ብዝሒ ህዝባ ዝበዝሑ ንኡስ ወሎዶ ዝነብሩላ ኣህጉር ክንሳ ዝበዝሑ ብዕድመ ዝደፍኡ መራሕቲ ዝርከቡላ ኣህጉር ምዃና ተገሊጹ። ካብቲ ልዕሊ 1,216,000,000 ዝብዝሑ ህዝቢ ኣፍሪቃ ፍርቁ ትሕቲ 19.5 ዓመት ዝዕድመኡ ከምዝኾነ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ማእከላይ ዕድመ ናይ ኩሎም ፕረዚደንትታት እታ ኣህጉር 61 ዓመት ምኳኑ እቲ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ይገልጽ። ናይቶም 10 ዝሸምገሉ ፕረዚደንቲታት ኣፍሪቃ ማእከላይ ዕድመ 79 ዓመት እዩ። እዛ ኣህጉር 460 ሚልዮን ዝኣኽሉ ካብ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝባ ትሕቲ 14 ዓመት ዝዕድመኦም ህጻናት ምኻኖም እቲ ዝተኻየደ መጽናዕቲ የመልክት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now