ኣሸንዳ፡ ኣዋላድ ኣብ ሜዳ!

Source: YouTube
ኣብ እዋን ኣሸንዳ ኣዋልድ ነጻነተን ዝእውጃሉ መልክዐን ንደገ ዘውጽኣሉ፡ ባህላዊ ቁጠባዊን ማሕበራዊ ትሕዝቶታት ዘለዎ ባህሊ እዩ። ሎሚ ኣብ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ምስ ኣሸንዳ መጺእና ኣለና። እዞም ዝስዕቡ ቃላት ኣብቲ እዋን ዝስምዑ ቃላትን ተግባራትን እዮም፡ ኣልቦ፡ ዝብጦ፡ ጎባጉብ፡ ወለባ፡ ሓምቢር፡ ጽሩር፡ ማርዳ፡ ጠልሰም፡ ኩትሻ፡ ስቑር፡ ተሓንቕ፡ ሃሪ ማዕተብ፡ ዛዕጎል….. ኩሕሊ፡ ሽቶ፡ ኣደስ፡ ዒላም፡ ሶስላ፡ ቅንፍር፡ ኣሽኩት….. ቁንጮቑንጮ፡ ተለላ፡ ግልቢጭ፡ ቅጭን፡ ቅርድዶ፡ ኣልባሶ፡ ጋመ፡ ዓይሚ ስገም፡ ድርማሞ፡ ሳዱላ….
Share




