A passenger jet of China Eastern Airlines prepares to land at the Taiyuan Wusu International Airport in heavy smog (AAP) Source: AAPሰባት ካብን ናብን ኣውስትራልያን ቻይናን ተራእዩ ብዘይፈልጥ ቁጽሪ ይጓዓዙ ኣለው። እንተኾነ ግን እዚ ንቱሪዝም ጥራይ ኣይኮነን መተባብዒ ኮይኑ ዘሎ። ኣውስትራልያውያን ፓይለታትውን ገንዘብ የኻዕብትሉ ኣለው። እተን ምኩራት ኣብረርቲ ነፈርቲ ካብ መጠን ንላዕሊ ኣብ ምድላይ ዝርከባ ቻይናውያን መደበራት ኣየር ምስአን ክሰርሑ ኣዝዩ ዝለዓለ ጥሙር ክፍሊት ወይ ደሞዝ ይቕርባሎም ኣለዋ።
ሰባት ካብን ናብን ኣውስትራልያን ቻይናን ተራእዩ ብዘይፈልጥ ቁጽሪ ይጓዓዙ ኣለው። እንተኾነ ግን እዚ ንቱሪዝም ጥራይ ኣይኮነን መተባብዒ ኮይኑ ዘሎ። ኣውስትራልያውያን ፓይለታትውን ገንዘብ የኻዕብትሉ ኣለው። እተን ምኩራት ኣብረርቲ ነፈርቲ ካብ መጠን ንላዕሊ ኣብ ምድላይ ዝርከባ ቻይናውያን መደበራት ኣየር ምስአን ክሰርሑ ኣዝዩ ዝለዓለ ጥሙር ክፍሊት ወይ ደሞዝ ይቕርባሎም ኣለዋ።