Source: Kahsay Abrha“ኣብ ኢህኣፓ ዝነበሩ ተጋሩ ሐዚ ምስ መንግስቲ ትግራይ ተሰሊፎም ክቃለሱ ይደዩ ድዮም” “ኣብ ትግራይ፡ ናይ ምዝራብን ድላይካ መዲያ ናይ ምስማዕ ናጽነት ከምዘሎ ብቐሊሉ ከተጫንዎ ዝከኣል እዩ።” ተጋዳላይ ኢህኣፓን ጸሓፋይ መፅሓፍ ፍቕሪ ዓሲምባን ካሕሳይ ኣብርሃ ድሕሪ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ኮሎራዶ - ኣመሬካ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ ኣብ ወሰና ወሰን ዛላምበሳ ዝተዓዘቦ ርክብ ህዝብታት ክልቲአን ሃገራትን ፤ ግደ ተጋሩ ተጋደልቲ ኢህኣፓ ኣብ ናይ ሎሚ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ዝድህስስ ዕላል ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣቃኒዑ ኣሎ ነዚ ልጋብ ጠዊቖም የድምፁዎ፡፡
“ኣብ ኢህኣፓ ዝነበሩ ተጋሩ ሐዚ ምስ መንግስቲ ትግራይ ተሰሊፎም ክቃለሱ ይደዩ ድዮም” “ኣብ ትግራይ፡ ናይ ምዝራብን ድላይካ መዲያ ናይ ምስማዕ ናጽነት ከምዘሎ ብቐሊሉ ከተጫንዎ ዝከኣል እዩ።” ተጋዳላይ ኢህኣፓን ጸሓፋይ መፅሓፍ ፍቕሪ ዓሲምባን ካሕሳይ ኣብርሃ ድሕሪ ዕርቂ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ኮሎራዶ - ኣመሬካ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሱ ኣብ ወሰና ወሰን ዛላምበሳ ዝተዓዘቦ ርክብ ህዝብታት ክልቲአን ሃገራትን ፤ ግደ ተጋሩ ተጋደልቲ ኢህኣፓ ኣብ ናይ ሎሚ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ዝድህስስ ዕላል ምስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣቃኒዑ ኣሎ ነዚ ልጋብ ጠዊቖም የድምፁዎ፡፡