Australian citizenship recipients and their guests attend a citizenship ceremony on Australia Day in Brisbane, Source: AAPስነስርዓት ምሃብ ዜግነት ኣብ 26 ጥሪ ኮይኑ ክቕጽል መንግስቲ ፈደራል ኣውስትራሊያ ንካውንስላት ከገድድ ይሰርሕ ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ገለ ዉሑዳት ምምሕዳራት ካውንስላት እዚ ንክብሪ ደቀባት ዝግህስ እዩ ብምባል ነቲ መዓልቲ ናብ ካል እ ክሰግር ድምጺ ሂበን ይሰርሓ ብምህላውን እዩ፡፣ ነዚ መንግስቲ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ገለ ኣካላት ክድግፍዎ ከለዉ ገለ ድማ መንግስቲ ንስምዒት ህዝቢ ኣይሕልውን ኣሎ ኢሎም ይነቕፍዎ ኣለዉ።
ስነስርዓት ምሃብ ዜግነት ኣብ 26 ጥሪ ኮይኑ ክቕጽል መንግስቲ ፈደራል ኣውስትራሊያ ንካውንስላት ከገድድ ይሰርሕ ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ገለ ዉሑዳት ምምሕዳራት ካውንስላት እዚ ንክብሪ ደቀባት ዝግህስ እዩ ብምባል ነቲ መዓልቲ ናብ ካል እ ክሰግር ድምጺ ሂበን ይሰርሓ ብምህላውን እዩ፡፣ ነዚ መንግስቲ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ገለ ኣካላት ክድግፍዎ ከለዉ ገለ ድማ መንግስቲ ንስምዒት ህዝቢ ኣይሕልውን ኣሎ ኢሎም ይነቕፍዎ ኣለዉ።