ኣብ ጎንደር ዝተገብረ ጸረ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝምልከት ምስ ኣቶ ኣብርሃ በላይ ቃለ መሕትት ጌርና ምስ ኣመሓላለፍና ነቲ ንሱ ዝሃቦ ሓሳብ ዝቃወም ብዙሕ ርእይቶታት ክንቅበል ቀኒና ። ። ብፍላይ ሰናይ ከሰተ ዝበሃል ኣብ ኣመሪካ ዝነብር ብዛዕባዚ ጉዳይ ዝብሎ ኣሎኒ ኢሉ ደዊሉልና ንሕና ድማ ሕራይ ሓሳብካ ግለጽ ኢልናዮ ቃሉ ሂቡና እንሆ ድማ፡
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends