Source: SBS Tigrinyaበቲ ዝረሃወ ዕድል ኤርትራውያን ኣብ ህንጸት መፈልፈሊ ጸዓት ኤሌክትሪክ ተከዘ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ኣብ ህንጸት ወደብ ባጽዕ ክተሓጋገዙ፤ ንመሬት ባድመ ሓዊሱ መዋሰንቲ ከባብታት ክልቲአን ሃገራት ካብ ተከዘን መረብን ብዝውሕዝ ማይ መስኖ ክምዕብል ዝጠልብ ቃለ መሕትት ምስ ኣስገዶም ተወልደ።
በቲ ዝረሃወ ዕድል ኤርትራውያን ኣብ ህንጸት መፈልፈሊ ጸዓት ኤሌክትሪክ ተከዘ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ ኣብ ህንጸት ወደብ ባጽዕ ክተሓጋገዙ፤ ንመሬት ባድመ ሓዊሱ መዋሰንቲ ከባብታት ክልቲአን ሃገራት ካብ ተከዘን መረብን ብዝውሕዝ ማይ መስኖ ክምዕብል ዝጠልብ ቃለ መሕትት ምስ ኣስገዶም ተወልደ።