ባይቶ ይኣክል ኤርትራዊያን ነበርቲ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣብ ዋሽንግቶን ካብ 24-25 ግንቦት 2019 ሲምፖዚዮም ብምግባር ካብ 35 ከተማታት ኣመሪካ ዝመጹ 88 ወከልቲ ኣቚሞም ኔሮም። ናይዚ ባይቶ ኣቃዉማን ንጥፈታትን ዝገጥሞ ዘሎ ብድሆታትን ዘለዎ ራኢታትን ዝምልከት ዝተገብረ ዘተ ናይ ኤስ ቢ ኤስ ራዲዮ እዩ። ካልኣይ ክፋል ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ክቐርብ እዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

