Source: Baytona Tigray"ንሕና ናይ ኤርትራ ወደብ ብሓይሊ ምምላስ ዝብል ድልየት የብልናን።" "ብናይ ሚኒሊክ ሸርሒ ኣብ ክልተ ሃገራት ዝተመቐልና ህዝቢ ኢና።" ብወገን ኤርትራ ዘለዉ ገለ ወገናት “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” ዝበሃል ምስ ሉኣላውነት ኤርትራ ዝፃባእ ሓሳብ ከም ዘሎ ክዛረቡ ይስምዑ፡፡ እቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንህወሓት ዝቃወሙ “ትግራይ ሪፐብሊክ ትበሃል ናፃ ሃገር” ንምህናፅ ፀጋታት ኢትዮጵያ ሓመዱ እንከይተረፈ ናብ ትግራይ ይጉህጠጥ ኣሎ እናበሉ ካብ ዝጉስጉሱ ዓመታት ሓሊፉዎም፡፡ ሕጂ ኣብ ትግራይ “ባይቶ ዓባይ ትግራይ” ዝበሃል ውድብ ተጣይሹ ኣሎ፡፡ ነዚ ዘግህድ ድዩ ወይስ ካልእ ዕላማ ኣለዎ? ካብ መስረትቲ ናይቲ ውድብ ብሄራዊ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ሓደ ዝኾኑ ኣይተ ኪዳነ ኣመነ ዝሃቡና ሓሳብ ነዚ ሊንክ ጠዊቖም ይስምዑ፡፡
"ንሕና ናይ ኤርትራ ወደብ ብሓይሊ ምምላስ ዝብል ድልየት የብልናን።" "ብናይ ሚኒሊክ ሸርሒ ኣብ ክልተ ሃገራት ዝተመቐልና ህዝቢ ኢና።" ብወገን ኤርትራ ዘለዉ ገለ ወገናት “ሕልሚ ዓባይ ትግራይ” ዝበሃል ምስ ሉኣላውነት ኤርትራ ዝፃባእ ሓሳብ ከም ዘሎ ክዛረቡ ይስምዑ፡፡ እቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንህወሓት ዝቃወሙ “ትግራይ ሪፐብሊክ ትበሃል ናፃ ሃገር” ንምህናፅ ፀጋታት ኢትዮጵያ ሓመዱ እንከይተረፈ ናብ ትግራይ ይጉህጠጥ ኣሎ እናበሉ ካብ ዝጉስጉሱ ዓመታት ሓሊፉዎም፡፡ ሕጂ ኣብ ትግራይ “ባይቶ ዓባይ ትግራይ” ዝበሃል ውድብ ተጣይሹ ኣሎ፡፡ ነዚ ዘግህድ ድዩ ወይስ ካልእ ዕላማ ኣለዎ? ካብ መስረትቲ ናይቲ ውድብ ብሄራዊ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ሓደ ዝኾኑ ኣይተ ኪዳነ ኣመነ ዝሃቡና ሓሳብ ነዚ ሊንክ ጠዊቖም ይስምዑ፡፡