Source: Getty Imagesቆልዑ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት'ዮም ናብ መናበይቲ ዝውሰዱ። ን ኣብነት ኣብ ስድራ ዝፍጠር ግጭት ወይ'ውን ንንውሕ ዝበለ እዋን ቆልዑ ኣብ ገዛኦም ዓመጽ ምስዝፍጸሞም እዩ። ስድራኦም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ከዕብይዎም ዘይከኣሉ ቆልዑ ንምእላይ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ነዞም ቆልዑ ንኽኣልዩ ጠለብ ይበዝሕ ኣሎ።
ቆልዑ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት'ዮም ናብ መናበይቲ ዝውሰዱ። ን ኣብነት ኣብ ስድራ ዝፍጠር ግጭት ወይ'ውን ንንውሕ ዝበለ እዋን ቆልዑ ኣብ ገዛኦም ዓመጽ ምስዝፍጸሞም እዩ። ስድራኦም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ከዕብይዎም ዘይከኣሉ ቆልዑ ንምእላይ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ነዞም ቆልዑ ንኽኣልዩ ጠለብ ይበዝሕ ኣሎ።