ድሕሪ ሞት ገለ ክፋል ኣካል ንካል ኦት ብምልጋስ ናይ ብዙሕ ህይወት ከምዝድሕን ወይ ክመሓየሽ ከምዝኽእል ትፈልጡዶ?ኣሸሓት ኣውስትራሊያዊያን ክፋል ኣካላት ናይ ሰባት ክልገሰሎም ብትጽቢት ተሰሪዖም ይርከቡ። በዚ ድማ ብዙሓት ሰባት ነዞም ኣብ ትጽቢት ዘለዉ ምስ ሞቱ ኣካሎም ክልገስሎም ኣዚዩ ኣገዳሲ ይገብሮ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends