በሽርን መስርሕ ፍርዱን06:46SBS TigrinyaFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (12.4MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPካብ ስልጣኑ ዝተዓልወ ናይ ቀደም ፕረሲደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ብዘጠፋፍኦ ናይ ሚሊዮናቶ ዶላራት ክሲ ኣብ ናይ ካርቱም ቤት ፍርዲ ብዕለት 19 ነሓሰ ጀሚሩ። እቲ ናይ ቀደም ፕረሲደንት ሱዳን፡ ብልሽውና፡ ኣብ ኢዱ ዘይሕጋዊ ባጤራታት ወጻኢ ምጽንሑን ብዘይ ውግዓዊ መገዲ ዉህብቶታት ምቕባሉን ብዝብሉ ክሲታት እዩ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (12.4MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 21 August 2019 12:28pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareካብ ስልጣኑ ዝተዓልወ ናይ ቀደም ፕረሲደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር ብዘጠፋፍኦ ናይ ሚሊዮናቶ ዶላራት ክሲ ኣብ ናይ ካርቱም ቤት ፍርዲ ብዕለት 19 ነሓሰ ጀሚሩ። እቲ ናይ ቀደም ፕረሲደንት ሱዳን፡ ብልሽውና፡ ኣብ ኢዱ ዘይሕጋዊ ባጤራታት ወጻኢ ምጽንሑን ብዘይ ውግዓዊ መገዲ ዉህብቶታት ምቕባሉን ብዝብሉ ክሲታት እዩ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።ShareLatest podcast episodes09:04ኣማራጺታት ክንክን ሕርስን ጥንስን ኣብ ኣውስትራሊያ፡podcast episode9 minutes 4 seconds06:38ናብ ትግራይ ካብ ዝኣቱ፡ ካብ ትግራይ ዝወጽእ ብዝሒ ሰብ እናወሰኸ ይኸይድ። (ጸብጻብ)podcast episode6 minutes 38 seconds53:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 2026)podcast episode53 minutes 46 seconds10:54ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (17 ነሓሰ 20260podcast episode10 minutes 54 seconds