SKIP TO MAIN CONTENT

መጠንቀቕታታት ነቲ ኣብ ወቕቲ ሓጋይ ዝመጽእ ዘሎ ዋዒ ኣየርን ባርዕ ጫካን።

BUSHFIRES PERTH
ኣብ ፐርዝ ኣብ ዝርከብ ዋኒኖ ፡ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ ነበረ ። ኣብ ከተማ ፐርዝ ፡ ዓሰርተ ኣባይቲ ብሰንኪ ባርዕ ተቓጺሉ ። Credit: SUPPLIED/PR IMAGE

ብዙሓት ትካላትን ክኢላታትን ኣብዚ ናይ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ሳመር (ሓጋይ) ውዑይን ሓጋይ ኩነታት ኣየር ከምዝህሉ ተነብዮም ኣለው ። መንግስታት ግዝኣታት ኣውስትራሊያ ከምኡ "ውን ናይ ህጹጽ እዋን ኣገልግሎታት ንዝኸፍአ ኩነታት ክንዳሎ ኣለና ይብሉ ።

Published

By Deborah Groarke

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዙሓት ትካላትን ክኢላታትን ኣብዚ ናይ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ሳመር (ሓጋይ) ውዑይን ሓጋይ ኩነታት ኣየር ከምዝህሉ ተነብዮም ኣለው ። መንግስታት ግዝኣታት ኣውስትራሊያ ከምኡ "ውን ናይ ህጹጽ እዋን ኣገልግሎታት ንዝኸፍአ ኩነታት ክንዳሎ ኣለና ይብሉ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now