ኣብ ቪክቶሪያ ብጸሊም ቀዳም ዝፍለጥ መዓልቲ ብባርዕ ጫካ ናይ 173 ህይወት ሰባት ዘጥፈአ ዓስራይ ዓመቱ ይዝከር ኣብ ዘሎ እዋን፣ እቲ ሓደጋ ኣውስትራሊያ ኣብ ምቅላስ ባርዕ ሓዊ ኣተሓሕዛኣ ክቕይር ዝገበረ ፍጻመ እዩ። ኣብቲ እዋን ህይወቶም በቲ ባርዕ ዝተተንከፈ ነቲ ኩነታት ይዝክርዎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

