ኣብቲ ኩነታት፡ ኩናት ኢትዮጵያን ኤርትራን ደም ኣሻሓት መንእሰያት እናፍሰሰ፡ ማእለያ ዘይብሉ መጻኢ ዕድላት እናቖጸየ ብዉዕዩ እተጻሕፈት ታሪኻዊት መጽሓፍ እያ። ደራሲኣ እዮብ ብእምነት፡ ነዛ ብልጽቲ መጽሓፍ ክጽሕፍ ዝሓለፎ ጉዕዞ ምስ ደረስቲ በየነ ሰመረን ኢብራሂም ሓጅን ኣዕሊሉ ኣሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends