ዕድሚኦም ካብ 50 ክሳብ 74 ዓመት ዝኾኑ ዝምልክቶም ኣውስትራሊያዊያን ነጻ ናይ መዓናጡ ካንሰር መርመራ ክገብሩ ናይ ፈለማ ጎስጓስ ሃገራዊ ካንሰር ናይ ታሕተዋይ መዓናጡ (bowel cancer) ተጀሚሩ። እዚ ዝቕጽል ሪፖርት ከምዘብርሆ ገለ ካብቲ ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ኣብቶም ኣብ ሓደጋ ናይቲ ሕማም ዝርከቡ ማሕበረሰብ ሕብረ-ብዙሕ ባህልን ደቀባትን ዝዓለመ እዩ።
Share

Published
By Beyene Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends

