SKIP TO MAIN CONTENT

እስላም፡ ንሕጃ ናብ መካ ሱዕዲ ዓረብ ከይከዱ ዝግበር መጸዋዕታ እናዓበየ መጺኡ።

NACA Feature
Muslim worshippers perform the evening (Isha) prayers at the Kaaba, at the Grand Mosque in Saudi Arabia's holy city of Mecca Source: AFP

ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ልዕሊ ክልተ ሚሊዮን ኣመንቲ እስልምና ንዓመታዊ ንግደት ሕጃ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ናብ መካ ክነግዱ ትጽቢት ኣሎ። እንተኾነ ቁጽሮም እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ኣስላም ነቲ ሓደ ካብ ኣዕኑድ እቲ እምነት ዝኾነ ሕጃ፡ ሕቖኦም ብምሃብ ኣመንቲ ናብቲ ቅዱስ ቦታ ከይከዱ ጎስጓስ ጀሚሮም ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ልዕሊ ክልተ ሚሊዮን ኣመንቲ እስልምና ንዓመታዊ ንግደት ሕጃ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ናብ መካ ክነግዱ ትጽቢት ኣሎ። እንተኾነ ቁጽሮም እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ኣስላም ነቲ ሓደ ካብ ኣዕኑድ እቲ እምነት ዝኾነ ሕጃ፡ ሕቖኦም ብምሃብ ኣመንቲ ናብቲ ቅዱስ ቦታ ከይከዱ ጎስጓስ ጀሚሮም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now