SKIP TO MAIN CONTENT

ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ጆሃንስበርግን ትጽቢታቱን ።

South Africa BRICS Summit
ኣብዚ ብኣገልግሎት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ዝወጸ ስእሊ ፡ ፕረዚደንት ብራዚል ሉዊዝ ኢንኣሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ፡ ፕረዚደንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ፡ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፎሳ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርገይ ላቭሮቭን ፡ ኣብቲ ኣብ ጆሃንስበርግ ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ንሰለስተ መዓልቲ ዝጸንሕ ዋዕላ ቝጠባ እተሳተፉ ጕጅለ ብሪክስ ። ሰሉስ 22 ነሓሰ 2023 ። (Russian Foreign Ministry Press Service via AP) Credit: AP

መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ጆሃንስበርግ መበል 15 ዓመታዊ ዋዕላኦም የካይዱ ኣለዉ ። እቲ ኣኼባ ብፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፎሳ ተኣንጊዱ ፣ ንኣባልነት እቲ ማሕበረሰብ ኣብ ምስፋሕን ንምዕራባዊ ጽልዋ ንምምካትን ምሕያልን ዝዓለመ ዘተ ክግበር እዩ ።

Published

By Essam Al-Ghalib

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ጆሃንስበርግ መበል 15 ዓመታዊ ዋዕላኦም የካይዱ ኣለዉ ። እቲ ኣኼባ ብፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ሲሪል ራማፎሳ ተኣንጊዱ ፣ ንኣባልነት እቲ ማሕበረሰብ ኣብ ምስፋሕን ንምዕራባዊ ጽልዋ ንምምካትን ምሕያልን ዝዓለመ ዘተ ክግበር እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now