A stack of the Budget papers is seen inside the 2018 Budget Lockup at Parliament House in Canberra, Source: AAPኣብ ስልጣን ዝርከብ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ቅድሚቲ ድሕሪ ሽዱሽተ ሳምንታት ዝግበር ፈደራላዊ ምርጫ ተቐባልነቱ ብተኸታታሊ ክጎድል እንተጸንሐኳ፡ ትማሊ ዘውጽኦ ናይ ፈደራል ባጀት ነቶም ዘይወሰኑ ኣድመጽቲ ድምጾም ክህብዎ ከግብር ከምዝኽእል ተገሚቱ። ተንተንቲ ፖለቲካ ከምዝገልጽዎ፡ እዚ ዘሎ መንግስቲ በዚ ባጀት ኣቢሉ ንኣድመጽቲ ዝማርኸሉን ነቲ ሕሉፍ ጋዕገልጠሙ ክርስዑልን ዝሓባብልን እዩ። እዚ ምጉዳል ግብሪን ምህናጽ ትሕተ ቅርጺን ከምዝግበር ዝኣመተ ባጀት ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ከዐውቶ ከምዝኽእልውን ተገሚቱ ኣሎ፡፤
ኣብ ስልጣን ዝርከብ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ቅድሚቲ ድሕሪ ሽዱሽተ ሳምንታት ዝግበር ፈደራላዊ ምርጫ ተቐባልነቱ ብተኸታታሊ ክጎድል እንተጸንሐኳ፡ ትማሊ ዘውጽኦ ናይ ፈደራል ባጀት ነቶም ዘይወሰኑ ኣድመጽቲ ድምጾም ክህብዎ ከግብር ከምዝኽእል ተገሚቱ። ተንተንቲ ፖለቲካ ከምዝገልጽዎ፡ እዚ ዘሎ መንግስቲ በዚ ባጀት ኣቢሉ ንኣድመጽቲ ዝማርኸሉን ነቲ ሕሉፍ ጋዕገልጠሙ ክርስዑልን ዝሓባብልን እዩ። እዚ ምጉዳል ግብሪን ምህናጽ ትሕተ ቅርጺን ከምዝግበር ዝኣመተ ባጀት ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ከዐውቶ ከምዝኽእልውን ተገሚቱ ኣሎ፡፤