SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ማርቆስ ዝተበገሰ ጎንፂ ተምሃሮ ናብ ኣክሱም፣ ወልድያን ደብረብርሃንን ልሒኹ

Aksum University
Source: aku.edu.net

ሓጸርቲ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ (10/06/2019) ባይቶ ሚንስትራት ኢትዮጵያ ዓመታዊ በጀት ዝቕፅል ዓመት ካብ ናይ ዓሚ 40 ቢልዮን ቅርሺ ወሲኹ 386 ቢልዮን፣ 954 ሚልዮን፣ 965 ሽሕን 289 ብር ክኸውን ተላዚቡ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ትግራይ ቅድሚ ሕጂ ዝያዳ ክትጥቀም ፀኒሓ እያ ዝበሉ ምምሕዳር ካልኦት ክልልት ሕጂ ምምዕርራይ ክህልው ዝጠለቡ እኳ እንተነበሩ ወከልቲ ትግራይ ነቲ ጠለብ ብትሪ ተቓዊሞምዎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ማርቆስ ዝተበገሰ ጎንፂ ተምሃሮ ናብ ኣክሱም፣ ወልድያን ደብረ ብርሃንን ልሒኹ ጠንቂ ሞት፣ መጉዳእቲ ኣካል ተምሃሮን ምኹላፍ መኣዲ ትምህርትን ዕንወት ንዋትን ኮይኑ፡፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ (10/06/2019) ባይቶ ሚንስትራት ኢትዮጵያ ዓመታዊ በጀት ዝቕፅል ዓመት ካብ ናይ ዓሚ 40 ቢልዮን ቅርሺ ወሲኹ 386 ቢልዮን፣ 954 ሚልዮን፣ 965 ሽሕን 289 ብር ክኸውን ተላዚቡ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ትግራይ ቅድሚ ሕጂ ዝያዳ ክትጥቀም ፀኒሓ እያ ዝበሉ ምምሕዳር ካልኦት ክልልት ሕጂ ምምዕርራይ ክህልው ዝጠለቡ እኳ እንተነበሩ ወከልቲ ትግራይ ነቲ ጠለብ ብትሪ ተቓዊሞምዎ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ማርቆስ ዝተበገሰ ጎንፂ ተምሃሮ ናብ ኣክሱም፣ ወልድያን ደብረ ብርሃንን ልሒኹ ጠንቂ ሞት፣ መጉዳእቲ ኣካል ተምሃሮን ምኹላፍ መኣዲ ትምህርትን ዕንወት ንዋትን ኮይኑ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now