George Brandis has delivered a passionate take down of Pauline Hanson's burqa stunt in the Senate. (AAP) Source: George Brandis has delivered a passionate take down of Pauline Hanson's burqa stunt in the Senate. (AAP)
ናይ ሰልፊ One Nation መራሒት ፖውሊን ካንሰን ብሓሙስ ኣብዝተጋብኤ ሴነት ኣውስትራሊያ ምሉእ ገጻ ዝሽፍን ቡርቃ ለቢሳ ብምእታዋ ኣዘራራቢ ዛዕባ ኮይኑ ይርከብ። ንሳ ግና ነቲ ተግባር መልሲ ትህበሉ ኣላ። እታ ሰነተር ገለ ገለ ደቂ ኣንስትዮ ዝለብሳኡ ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ለቢሳ ዝኣተወት ቅድሚቲ ፓርላማ ብዛዕባ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ምሉእ ገጽ ዝሽፍን ክዳን ምልባስ ንምእጋድ ክትዕ ንኽገብር ኣብዝቀራረበሉ ዘሎ እዋንዩ። እታ ሰነተር ዝወሰደቶ ስጉምቲ ብኹሉ ሸነኽ ፖለቲካ እንተተነቕፈኳ ንሳ ግና በቲ ዝገበረቶ ተግባር ከምዘይትሓንከሉ ትገልጽ።