ብረቡዕ 8 መጋቢት 2023 ፡ ካብ ኣልፋ ሪድ ሓዊ ፡ ኣብ ታምባርሮራ ፡ NSW ፡ እተረኽበ ስእሊ ።(AAP Image/Supplied by NSW Rural Fire Service, Nick Pearce) NO ARCHIVING, EDITORIAL USE ONLY Credit: NICK PEARCE/PR IMAGE
ኣውስትራሊያውያን ካብቲ ኣብ ናይ 2019ን 2020ን በቲ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ጸሊም ክረምቲ ባርዕ ተባሂሉ ዝፍለጥ ከይድገም ኣብ እዋን ሓጋይ ወቕቲ ባርዕ ዝኣትወሉ ኣቐዲሞም ክዳለዉ ምሕጽንታ ይቐርበሎም ኣሎ ። ሰፊሕ ከባቢታት እታ ሃገር ብሰንኪ ምንካይ መጠን ዝናም ፣ ልዕሊ ማእከላይ መጠን ሙቐት ከምኡ 'ውን ምቅይያር ኩነታት ኣየር ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ ። Published 24 August 2023 2:52pm
By Stefan Armbruster, Angelica Waite
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣውስትራሊያውያን ካብቲ ኣብ ናይ 2019ን 2020ን በቲ ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ጸሊም ክረምቲ ባርዕ ተባሂሉ ዝፍለጥ ከይድገም ኣብ እዋን ሓጋይ ወቕቲ ባርዕ ዝኣትወሉ ኣቐዲሞም ክዳለዉ ምሕጽንታ ይቐርበሎም ኣሎ ። ሰፊሕ ከባቢታት እታ ሃገር ብሰንኪ ምንካይ መጠን ዝናም ፣ ልዕሊ ማእከላይ መጠን ሙቐት ከምኡ 'ውን ምቅይያር ኩነታት ኣየር ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ ።