A bushfires burns around a property in Torrington, near Glen Innes, Sunday, November 10, 2019. Source: AAPኣብ ክፍለ ግዝኣታት ኣውስትራሊያ፡ ዝኾና ኒው ሳውዝ ወልስን ኲንስላንድን ባርዕ ጫካ ሓይሉ ቀጺሉ፡ እቲ ባርዕ እናገደደ ስለዝከይድ ነበርቲ ኣብ ንቑሕ ተጠንቀቕ ክጸንሑ ሰብ መዚ ኣተሓሳሲቦም።
ኣብ ክፍለ ግዝኣታት ኣውስትራሊያ፡ ዝኾና ኒው ሳውዝ ወልስን ኲንስላንድን ባርዕ ጫካ ሓይሉ ቀጺሉ፡ እቲ ባርዕ እናገደደ ስለዝከይድ ነበርቲ ኣብ ንቑሕ ተጠንቀቕ ክጸንሑ ሰብ መዚ ኣተሓሳሲቦም።