SKIP TO MAIN CONTENT

ባርዕ ጫካ ህይወት ይቐዝፍን ንብረት የጥፍእን ኣሎ።

Bushfire
Source: DFES Incident Photographer Morten Boe

ኣብ ኣውስትራሊያ ክፍለግዝኣታት ኒው ሳውዝ ወልስን ቪክቶሪያን ዝቕጽል ዘሎ ባርዕ ሓዊ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብሰንኩ ዝስዕብ ዘሎ ቁጽሪ ሞት ሰባት ይውስኽ ኣሎ። ኣብ ምብራቕ ጊፕስላንድ ቪክቶሪያን ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስን ብዝቕጽል ዘሎ ባርዕ፡ ዛጊት ብውሕዱ 8 ሰባት ሞይቶም ኣማኢት ገዛውቲ ናብ ሓሞኹሽቲ ተቐይሩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ ክፍለግዝኣታት ኒው ሳውዝ ወልስን ቪክቶሪያን ዝቕጽል ዘሎ ባርዕ ሓዊ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ብሰንኩ ዝስዕብ ዘሎ ቁጽሪ ሞት ሰባት ይውስኽ ኣሎ። ኣብ ምብራቕ ጊፕስላንድ ቪክቶሪያን ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስን ብዝቕጽል ዘሎ ባርዕ፡ ዛጊት ብውሕዱ 8 ሰባት ሞይቶም ኣማኢት ገዛውቲ ናብ ሓሞኹሽቲ ተቐይሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now