Landsacpe Mokenen Source: Landsacpe Mokenenሬድዮ ኤስቢኤስ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ናይ ሎሚ ቀዳም 11 መጋቢት ኣማን ተኸስተ ካብ መጽሓፍ መረብ ምላሽ ተወኪሱ ዘዳለዎ ወይዘሮ ኢለን ብዓልቲ ሃዘጋ ኣብ 8 መጋቢት እንክዝከራ ዘርእስቱ ጽሑፍ መኮነን ተስፋይ ሒዙልና ቀሪቡሎ።
ሬድዮ ኤስቢኤስ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ናይ ሎሚ ቀዳም 11 መጋቢት ኣማን ተኸስተ ካብ መጽሓፍ መረብ ምላሽ ተወኪሱ ዘዳለዎ ወይዘሮ ኢለን ብዓልቲ ሃዘጋ ኣብ 8 መጋቢት እንክዝከራ ዘርእስቱ ጽሑፍ መኮነን ተስፋይ ሒዙልና ቀሪቡሎ።