ብሕማም ካንሰር ካብ ዝስዕብ ሞት፡ እቲ ናይ ደም ካንሰር ብዕብየቱ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ይርከብ። ሓደ ጉጅለ ደገፍ ንካንሰር ከምዝብሎ ኣብ ዝቕጽል 10 ዓመታት በዚ ሕማም ካንሰር ደም ዝተሓዙ ቁጽሪ ኣውስትራሊያዊያን ብ 30 ሚእታዊ ክዓቢ እዩ። ብዛዕባ ካንሰር ደም ዝበለጸ ኣገልግሎት ደገፍን ዝሓሸ ሓበሬታ ክወሃብን Leukaemia Foundation ጻዊዒት ኣቕሪቡ ኣሎ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends


