Middle, Trainor Sharon Hill,61, works with Ellen Guest, Left, and Diane Markley during an exercise class at Fitness Quest Source: Corbis Historicalብመሰረት ኣብዚ ቕሩብ እዋን ዝተገብረ መጽናዕቲ፣ ጥዑይ ክብደት ሰውነት ብምሓዝን ካብዚ ዘሎ ንላዕሊ ምንቅስቓስ ሰውነት ብምግባርን ኣብዝመጽእ 25 ዓመታት ልዕሊ 200,000 ብሕማም ካንሰር ክሓምም ዝኽእል ሰብ ክውገድ ይከኣል እዩ።
ብመሰረት ኣብዚ ቕሩብ እዋን ዝተገብረ መጽናዕቲ፣ ጥዑይ ክብደት ሰውነት ብምሓዝን ካብዚ ዘሎ ንላዕሊ ምንቅስቓስ ሰውነት ብምግባርን ኣብዝመጽእ 25 ዓመታት ልዕሊ 200,000 ብሕማም ካንሰር ክሓምም ዝኽእል ሰብ ክውገድ ይከኣል እዩ።