SKIP TO MAIN CONTENT

ዝለዓለ ካርዲናል ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣውስትራልያ ብክስታት ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ገበነኛ ኮይኑ ተረኺቡ፡

Cardinal George Pell prepares to make a statement, at the Vatican, 2017
Cardinal George Pell prepares to make a statement, at the Vatican, Thursday, June 29, 2017 Source: AP

ሓደ ካብ'ቶም ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝለዓለ መራሕቲ ዝኾነ ካርዲናል ጂዮርጅ ፐል ብሓደ ኣብ ከተማ መልበርን ዝርከብ ቤት ፍርዲ ብሓሙሽተ ክስታት ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ገበነኛ ኮይኑ ተረኺቡ። ኣብ ኣውስትራልያን ዓለምን ዓቢይ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓደ ካብ'ቶም ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝለዓለ መራሕቲ ዝኾነ ካርዲናል ጂዮርጅ ፐል ብሓደ ኣብ ከተማ መልበርን ዝርከብ ቤት ፍርዲ ብሓሙሽተ ክስታት ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ገበነኛ ኮይኑ ተረኺቡ። ኣብ ኣውስትራልያን ዓለምን ዓቢይ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now