SKIP TO MAIN CONTENT

ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ (19 ነሓሰ 2017)

Al Sisi and Desaleg (SBS)
Al Sisi and Desaleg (SBS) Source: Al Sisi and Desaleg (SBS)

መራሕቲ ሀገራት ኢትዮጵያን ግብጺን በቢወገኖም አብ ሀገራት መፋስስ ሩባ አባይ ዑደት ክገብሩ ቀንዮም፡፡ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተስፋሕፊሑ ዝነበረ ባርኖስ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ከም ዝወዓለ ተገሊፁ:: ኢትዮጵያ አብ ወሽጢ እዚ ዓመት 370 ዘይሕጋውያን አተሓበበርቲ ስግረ ዶብን አዘዋወርቲ ሰብን አብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዘውዓለት አፍሊጣ፡፡ 63 ሚኢታዊ ደቂ አነስትዮ ኢትዮጵያ ሰበይቲ ብሰብኣያ ክትወቃዕ አለዋ ኢለን ይአምና ተባሂሉ፡፡ ዝድህስስ እዩ

Published

Updated

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መራሕቲ ሀገራት ኢትዮጵያን ግብጺን በቢወገኖም አብ ሀገራት መፋስስ ሩባ አባይ ዑደት ክገብሩ ቀንዮም፡፡ አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተስፋሕፊሑ ዝነበረ ባርኖስ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ከም ዝወዓለ ተገሊፁ:: ኢትዮጵያ አብ ወሽጢ እዚ ዓመት 370 ዘይሕጋውያን አተሓበበርቲ ስግረ ዶብን አዘዋወርቲ ሰብን አብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዘውዓለት አፍሊጣ፡፡ 63 ሚኢታዊ ደቂ አነስትዮ ኢትዮጵያ ሰበይቲ ብሰብኣያ ክትወቃዕ አለዋ ኢለን ይአምና ተባሂሉ፡፡ ዝድህስስ እዩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now