SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ኣርባዕተ/ሓሙሽተ ነፍሶም ከጥፍኡ ከለዉ ሕብረተሰብ ኤርትራ በብቕሩብ እናለመሰ ይኸይድ ከምዘሎ’ዩ ዝርኣየኒ።”

Interview Tigrinya
Source: Supplied

ብዝሓለፍዎን ኣብ ወጻኢ ዓዲ ምስከዱ ብዘጋጥሞም ዘሎ ኩነታት ብዙሓት ኤርትራዊያን መንእሰያት ኣብዘይ ጥዑም ኩነታትን ክሳብ ብዙሓት ነፍሶም ባዕሎም ኣብ ምጥፋእ ዝበጽሑን ኣለዉ። ብፍላይ እቲ ንቅሩብ እዋን ጠፊኡ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ወርሒ ሞይቱ ዝተረኽበ መንእሰይ ኣቤል ገብረ እግዚኣብሄር፡ ኩነታት ኣብ ስደት ዘለዉ መንእሰያት ኣብ ዘጨንቕ ኩነታት ምህላዎም ንብዙሓት ኣተሓሳሲብዎም ኣሎ። መንእሰያት ንኽሕገዙን ንቡር ህይወት ንኽመርሑ ንምድጋፍ ዝብል ተበግሶ ብኸም በዓል ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ሽወደን ንጥፈታት ተጀሚሩ ኣሎ። እቲ ኣብ መንእሰያት ዘሎ ኩነታትን ክግበር ዝከኣል ነገራትን ምስ ሰምሃር ገብረስላሴን በረኸት ሃይለን ዘተ ጌርና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶኡ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዝሓለፍዎን ኣብ ወጻኢ ዓዲ ምስከዱ ብዘጋጥሞም ዘሎ ኩነታት ብዙሓት ኤርትራዊያን መንእሰያት ኣብዘይ ጥዑም ኩነታትን ክሳብ ብዙሓት ነፍሶም ባዕሎም ኣብ ምጥፋእ ዝበጽሑን ኣለዉ። ብፍላይ እቲ ንቅሩብ እዋን ጠፊኡ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ወርሒ ሞይቱ ዝተረኽበ መንእሰይ ኣቤል ገብረ እግዚኣብሄር፡ ኩነታት ኣብ ስደት ዘለዉ መንእሰያት ኣብ ዘጨንቕ ኩነታት ምህላዎም ንብዙሓት ኣተሓሳሲብዎም ኣሎ። መንእሰያት ንኽሕገዙን ንቡር ህይወት ንኽመርሑ ንምድጋፍ ዝብል ተበግሶ ብኸም በዓል ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ሽወደን ንጥፈታት ተጀሚሩ ኣሎ። እቲ ኣብ መንእሰያት ዘሎ ኩነታትን ክግበር ዝከኣል ነገራትን ምስ ሰምሃር ገብረስላሴን በረኸት ሃይለን ዘተ ጌርና ኣለና ኣብዚ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶኡ ክስማዕ ይከኣልዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now