Source: Pexelesትማሃሩ ወይ ትሰርሑ እንተኾይንኩም፡ ኣብ ገዛኹም ድማ ቆልዑ እንተሃልዩኩም ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ብመንግስቲ ዝድጎም ናይ መውዓሊ ህጻናት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ትኽእሉ ። ነቲ ናይ ንጥፈታት መርመራታት እንተዓጊብካዮ ፣ እቲ መጠን ናይ መንግስቲ ድጎማ ድማ ኣብቲ ናይ ስድራቤት እቶት ይምርኮስ ።
ትማሃሩ ወይ ትሰርሑ እንተኾይንኩም፡ ኣብ ገዛኹም ድማ ቆልዑ እንተሃልዩኩም ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ብመንግስቲ ዝድጎም ናይ መውዓሊ ህጻናት ኣገልግሎት ክትረኽቡ ትኽእሉ ። ነቲ ናይ ንጥፈታት መርመራታት እንተዓጊብካዮ ፣ እቲ መጠን ናይ መንግስቲ ድጎማ ድማ ኣብቲ ናይ ስድራቤት እቶት ይምርኮስ ።