ሰውራ ማኦ ድሕሪ 50 ዓመት ኣብ ቻይና07:02ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.22MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidA farmer works near a statue of Mao Zedong in his home town of Shaoshan, Hunan Province, central China (AAP) Source: A farmer works near a statue of Mao Zedong in his home town of Shaoshan, Hunan Province, central China (AAP)እቲ ፍሉጥ መራሒ ሰውራ ቻይና ማኦ ዘዶንግ ዝጀመሮ ሰውራ ንዓሰርተታ ዓመታት ዝጸንሐ ሰውራ ባህሊ ቻይና ብወግዒ ዝጀመረሉ መዓልቲ 50 ዓመቱ ኣቑጺሩ። ዕላማ ማኦ ንኹሉ ተረፍመረፍ ርእሰማልነት፡ ልምዳዊን ባህላዊን ኣነባብራ ሕብረተሰብ ጸራሪግካ ብምውጋድ፡ ጽኑዕ ኮሚኒዝም ምትእትታው እዩ ነይሩ። ነዚ ንምትግባር ኣብ ዝተገብረ መስርሕ ሕንፊሽፍሽን ኣዚዩ ዘሰክሕ ግጭትን ዓመጽን ኣኸቲሉዩ። እዚ ዝቕጽል ጸብጻብ ከምዘብርሆ ግና ሎሚ'ውን ራእይ ማኦ ዝናፍቑ ቻይናዊያን ኣለዉ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.22MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 17 May 2016 10:53amBy Beyene SemereSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareእቲ ፍሉጥ መራሒ ሰውራ ቻይና ማኦ ዘዶንግ ዝጀመሮ ሰውራ ንዓሰርተታ ዓመታት ዝጸንሐ ሰውራ ባህሊ ቻይና ብወግዒ ዝጀመረሉ መዓልቲ 50 ዓመቱ ኣቑጺሩ። ዕላማ ማኦ ንኹሉ ተረፍመረፍ ርእሰማልነት፡ ልምዳዊን ባህላዊን ኣነባብራ ሕብረተሰብ ጸራሪግካ ብምውጋድ፡ ጽኑዕ ኮሚኒዝም ምትእትታው እዩ ነይሩ። ነዚ ንምትግባር ኣብ ዝተገብረ መስርሕ ሕንፊሽፍሽን ኣዚዩ ዘሰክሕ ግጭትን ዓመጽን ኣኸቲሉዩ። እዚ ዝቕጽል ጸብጻብ ከምዘብርሆ ግና ሎሚ'ውን ራእይ ማኦ ዝናፍቑ ቻይናዊያን ኣለዉ።ShareLatest podcast episodes09:39ኤርትራ፡ ዞባዊ ትካል ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ክቐውም ጸዊዓ። (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 39 seconds06:19ንኣውስትራልያ ከ ከም ናይ ኤውሮጳን ሰሜን ኣሜሪካን ብርቱዕ ኩነታት ኣየር ከጋጥማ ድዩ፧podcast episode6 minutes 19 seconds09:08ንምንታይ ዋጋ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ጎዲሉ፧ ዝርርብ ምስ ኪኢላ ፋይናንስ ህስቂያስ መንግስቴpodcast episode9 minutes 8 seconds50:23ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (06 ነሓሰ 2026)podcast episode50 minutes 23 seconds